- - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - -
ERDA e.V. in Deutschland: 
 Bank: Sparkasse Karlsruhe Ettlinge
 IBAN: DE08 6605 0101 0108 1032 27 
 SWIFT BIC: KARSDE66XXX 
ERDA in Swedin 
 Bank: Plus giro konto 
 SE83 9500 0099 60260 1148287
- - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - -
ERDA in USA 
 Bank: Bank of Amerika 
 Account number # 138XXXXX630 
 Routing # 12XXXXX24
Donate via Pledge to Eritrean Relief And Development Association
- - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - -
ERDA in Ethiopia 
 Bank: COMERCIAL BANK – Kasanchi Branch
 ACCOUNT NUMBER. 1000050777794 
 ADDISS ABABA
- - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - - -
ERDA Ethiopia Mekle -  Bank: WEGAGN Bank
 ACC. NR. 59 48 70 50 12 977
 MEKELE TEL. 094 751 6465
- Details
 - Hits: 689
 
ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምርዳእ ዝዓለመ ፕሮጀክትታት፡ ማሕበር ረድኤትን ምዕብልናን ኤርትራ ዝ. ማ. ሓገዝኩም/ክን ንምብርካት ንሓትት። ኣብዚ እዋን’ዚ ጽዑቕ ሓገዛትና ነቲ ምሕዳስ ዘድልዮ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ብስድራቤታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተተኽለ ኣብያተ ትምህርትን ተመሃሮን ኣብ ዝምልከት ፕሮጀክት ተጸሚድና ንርከብ።
ብእተበርክትዎ ሓገዛትክን/ኩም ን
- መግዝእ ጀነረይተር
 
እቲ ኣብ መምሃሪ ክፍልታት ዝህሉ ሙቐት መብዛሕትኡ እዋናት ሎዕሊ 40 ሰንቲግረድ ይበጽሕ
- ክሕደስ ዝግብኦ ህንጻታት
 
ብዝዘነበ እዋን ዝነጥብ ናሕሲ ስለ ዘለዎ
- ወርሓዊ ክፍሊት ተመሃሮ ንክማላእ
 
እዚ ምስ ዝፍጸም ድማ እዩ ተመሃሮ ምስክር ወረቐቶም ክጭብጡ ዝኽእሉ
- ደሞዝ መማህራን ምኽፋል ክማላእ ክከኣል ምእንቲ
 
ክሳብ’ዚ እዋን’ዚ ብኸፊል ስል ዝካየድ ዘሎ
